Tigrinya - ትግሪኛ
ኣብዚ ገጽ እዚ እተተርጎሙ ጽሑፋት ምስ ጠቀምቲ ሓበሬታት ንምባር ኣብ ኸተማ በርን፣ ኣብ ካንቶን በርንን ስዊዘርላንድ ትረኽቡ።
- ሓፈሻዊ ሓበሬታ
- ስራሕን ናይ ሞያ-ትምህርቲን
- ዑቕባ
- ስልጠናን ቤት-ትምህርትን
- ገንዘባዊ (ፊናንስ)
- ጥዕና
- ሕጻናት
- ሕቶ መሰላት
- ማሕበራዊ ድሕነት
- ቓንቓ ጀርመን ምምሃር
- ምቕማጥ
- ኮሮና-ቫይረስ
ሓበሬታ ብዝተፈላለየ ቓንቃታት ንመዓልታዊ ናብራ ኣብ ስዊትዘርላንድ ዝምልከት ኣብ www.migraweb.ch ትረኽቡ።
ካብ ወጻኢ ሃገር ናብ በርን ሓዲሽ ዝመጸኹም ዲኹም?
ብዛዕባ ኮርስ ጀርመንኛ፣ ናይ ቋንቋ ሰርቲፊኬት፣ ጥዕና፣ ስራሕን ቆልዑን ውልቃዊ ምኽሪ ትደልዩ ዲኹም? ንሕና ንዓኹም ብውልቂ ብቋንቋ ጀርመንኛ ወይ ድማ ኣገዳሲ እንተ ኾይኑ ብቋንቋኹም ተተርጕሙ ከነማኽረኩም ኢና።
ብ ኢ-ሜል ተመዝገቡ fmr@bern.ch ወይ ድማ ብተሌፎን ብቁጽሪ 031 321 72 00.