Tigrinya - ትግሪኛ
ኣብዚ ገጽ እዚ እተተርጎሙ ጽሑፋት ምስ ጠቀምቲ ሓበሬታት ንምባር ኣብ ኸተማ በርን፣ ኣብ ካንቶን በርንን ስዊዘርላንድ ትረኽቡ።
ኮሮና-ቫይረስ
ኣብዚ ዓምዲ እዚ ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮሮና-ቫይረስን ኩነታት ኣብ በርንን ትረኽቡ [ትግሪኛ]። ሓበሬታ
- ሓፈሻዊ ሓበሬታ
- ስራሕን ናይ ሞያ-ትምህርቲን
- ዑቕባ
- ስልጠናን ቤት-ትምህርትን
- ገንዘባዊ (ፊናንስ)
- ጥዕና
- ሕጻናት
- ሕቶ መሰላት
- ማሕበራዊ ድሕነት
- ቓንቓ ጀርመን ምምሃር
- ምቕማጥ
- ኮሮና-ቫይረስ
ሓበሬታ ብዝተፈላለየ ቓንቃታት ንመዓልታዊ ናብራ ኣብ ስዊትዘርላንድ ዝምልከት ኣብ www.migraweb.ch ትረኽቡ።
ተወሳኺ ሓቤሬታ ምስ እትደልዩ?
ብምድዋል (+41 31 321 60 36) ወይ ድማ መልእኽቲ ናብ integration@bern.ch ብምስዳድ ክትረኽቡና ትኽእሉ። ክንተሓባበርኩም ድሌትና እዩ።
ሓበሬታ ኣብ ኣርእስቲ ስደት ምምውህሃድ ዝብል ብቓንቓ ጀርመን ቀጻሊ ዓምዲ ክትረኽቡ ትኽእሉ www.facebook.com/Bern.integration