Navigieren auf Stadt Bern

Benutzerspezifische Werkzeuge

Content navigation

ሕቶ መሰላት

  • ስድራ ምምጻእ
    • ስድራ ናብ ስዊትዘርላንድ ምምጻእ: ኣብዚ ትነብሩን ስድራኹም (ዉላድኹም፣ በዓል-ቤትኽን/ኹም፣ ወለድኹም) ሕጂ ናብ ስዊትዘርላንድ ከትምጽእዎም ትደልዩን? ኮንበተንስ-ሰንትሩም ኢንተግራሲዮን ኣብዚ ኣርእስቲ እዚ ኣብ ዓመት ክልተ ግዜ ናይ ሓበሬታ መድብ የዳሉ። ንሓበሬታ ብጀርመን ናትና ወብ-ሳይት (መርበብ ሓበሬታ) ረኣይዎ። እንተ ድኣ ኣብዚ መደብ ክትሳተፉን ተርጋማይ ትደሊዩ እንተ ኾይንኩምን ብዘይ ስክፍታ ንኮምፐተንስ-ሰንትሩም ኢንተግራሲዮን ርኸብዎ (ኢ-መይል: ወይ ተሌፎን: +41 31 321 60 36).
      (ጀርመን)
  • ዓመጽ ኣብ ደቂ-ኣነስትዮ
    • ዓገብ ንናይ ገዛ ዓመጽ (ናይ ሓደጋ ካርድ/ Notfallkarte): ኣብ ናይ ሓደጋ ካርድ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣድራሻታት ትረኽቡ። ብተወሳኺ እዚ ናይ ሓደጋ ካርድ ብመልኽዕ ወረቐት ክትእዝዝዎ ትክእሉ (info.big@pom.be.ch)

Weitere Informationen.

Fusszeile