ሕጻናት
- ኣተዓባብያ
- ምኽሪ ንኣተዓባብያ (Erziehungsberatung): ሓጺር ሓበሬታ ንወለዲ
- ምኽሪ ንኣደን ኣቦን ናይ ኸተማ በርን
(ብጀርመንን ፈረንሳን)
- ጥዕና
- ናይ ጦዓመት ሳንጣ (PDF, 271.0 KB): ንጣዓሞት ናይ ሕጻናት ዝምልከት ኣገዳሲ ሓበሬታን ርእይቶን
- ናይ ሓበሬታ ወረቐት « ኣብ ክፍሊ ናይ ውላድኩም ቁማል ናይ ርእሲ አለዉ`ዶ? (PDF, 303.9 KB)»
- ንውላድኩም ምስናይ ብናይ ትምህርቲ-ሓኪም: ኩሎም ሕጻናት ተመሃሮ ኣብ ከተማ በርን በቢእዋኑ ክምርመሩ ምእንቲ ናይ ትምህርቲ-ሓኪም ምክትታል ይግበር። ተወሳኪ መብራህርሂን ምኽርን ድማ ክፋል ናይ እቲ ኣገልግሎት አዩ።
(deutsch und verschiedene andere Sprachen)
- መውዓሊ ህጻናት
- መውኣለ-ሕጻናት። ሓበሬታ ንወለዲ: እዚ ናይ ሓበሬታ ወረቐት እዚ ሓፈሻዊ ዝኾነ ስእሊ ብዛዕባ ኣሰራርሓ፣ ዕላማን ጥርናፈን ናይ መውኣለ-ሕጻናት ይህብ
- ንትምህርቲ ብቑዕ ሙኻን: ውላድኩም ኣብ መንጎ ክልተን ሽዱሽተ ዓመትን ምስ ዝርከብ? ውላድኩም ብዘይ ጸገም ትምህርቲ ክጅምር ምእንቲ ኣብዚ ናይ ሓበሬታ ወረቐት እዚ ኣገደስቲን ዝኾኑ ሓበሬታታት ትረኽቡ።