ማሕበራዊ ድሕነት
- ናይ ሓበሬታ ወረቐት ብዛዕባ ናይ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንማሕበራዊ ሓገዝ ኣብ
(ጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)
- ናይ መመላእታ ኣገልግሎት (EL) ንኣሃፋው (AHV) ኢፋው (IV). ሓበሬታ ናይ ጥሮታን መድሕንን በዓል-መዚ ኸተማ በርን
(ጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)
- መምርሒ «ንመመልከቲ-ቅጥዒ ንኢኮነሚያዊ ማሕበራዊ ሓገዝ» ናይ ከተማ በርን ማሕበራዊ ኣገልግሎት
(ጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን))
- ናይ ሓበሬታ ወረቐት ን ማሕበራዊ-መድሕን: ምንባር ኣብ ስዊዘርላንድን ናብ ካልእ ሃገር መገሻን፣ ሓበሬታ ንወጻእተኛታት ካብ መንግስታዊ ቤት-ጽሕፈት ሚግረሽን (SEM)
(ጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)
- ንስዊዘርላንድ ብምሕዳግ ንስዊዘርላንድ ብምሕዳግ ናብ ናይ ሕብረት ኤውሮባ ኣባል ሃገር (EU) ወይ ኣባል ኤውሮፓዊ ነጻ ናይ ንግዲ ስምምዕ (EFTA) ምግዓዝ
(ጀርመን) ምስ እትደልዩ
- ሕክምናዊ ወጻኢታት: ሓበሬታ ካብ ጥሮታን መድሕንን በዓል-መዚ ከተማ በርን ኣብ ጉዳይ «ምምላስ ወጻኢታት ሕክምና ብናይ መመላእታ-ኣገልግሎት (ኤርጌንሱንግስላይስቱንገን)»
(ጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)