Navigieren auf Stadt Bern

Benutzerspezifische Werkzeuge

Content navigation

ምቕማጥ

  • ብሓባር ምንባር: ኣብዚ ሓበሬታ-ወረቐት እዚ ብዓሰርተ ቓንቓታት እተዳለወ ሕግታት ብዛዕባ ብሓባር ምንባር ኣብ « ምቕማጥ (PDF, 2.5 MB)» ን «ጎሓፍን»  ዝምልከት ናይ ፕሮጀክት «ሰላጎረቤት» ትርኽቡ።
    እዞም ክልተ ናይ ሓበሬታ ወረቓቅቲ ወይ ካብ እንተርነት ወይ ድማ ካብ ኮምፐተስ-ኢንተግራሲዮን () ክትእዝዝዎም ትክእሉ።
    ብተወሳኺ ኣብዚ ገጽ እዚ ብዛዕባ ናይ ስፖርት-ሜዳን ናይ ስድራ-ጆርዲንን ዝምልከት ስእሊን ዝተተርጎሙ ጽሑፋትን ይህሉ። ባዕልኩም ድማ ናይ ሓበሬታ-ወረቐት (ፍላየር) ከተዳልዉን ክትሓትሙን ትክእሉ።

Weitere Informationen.

Fusszeile