ምቕማጥ
- ናይ ኸተማ በርን ናይ ጎሓፍ-መደብ
(ጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)
- ብሓባር ምንባር: ኣብዚ ሓበሬታ-ወረቐት እዚ ብዓሰርተ ቓንቓታት እተዳለወ ሕግታት ብዛዕባ ብሓባር ምንባር ኣብ «ምቕማጥ» ን «ጎሓፍን» ዝምልከት ናይ ፕሮጀክት «ሰላጎረቤት» ትርኽቡ።
እዞም ክልተ ናይ ሓበሬታ ወረቓቅቲ ወይ ካብ እንተርነት ወይ ድማ ካብ ኮምፐተስ-ኢንተግራሲዮን (integration@bern.ch) ክትእዝዝዎም ትክእሉ።
ብተወሳኺ ኣብዚ ገጽ እዚ ብዛዕባ ናይ ስፖርት-ሜዳን ናይ ስድራ-ጆርዲንን ዝምልከት ስእሊን ዝተተርጎሙ ጽሑፋትን ይህሉ። ባዕልኩም ድማ ናይ ሓበሬታ-ወረቐት (ፍላየር) ከተዳልዉን ክትሓትሙን ትክእሉ።
- ናይ ሓበሬታ ወረቐት ብዛዕባ ብዝግባእ ንፋስ ምእታው ናብ ገዛ ካብ ኣገልግሎት ጥዕና ናይ ከተማ በርን
- ናይ ሓበሬታ ወረቐት ብዛዕባ «ምንባር ኣብ ስዊዘርላንድ» ኣገዳሲ ዝኾነ ሓበሬታ ኣብ ምክራይ ገዛ የማሓላልፍ።