ስልጠናን ቤት-ትምህርትን
- መግለጺ ደብዳቤ ንወለዲ ኣብ ምድላው ንትምህርቲ: ሓበሬታ ንናብ ቀዳማይ ደረጃ ክፍሊ ምስግጋር ኣብ ከተማ በርን።
Eintritt in die Primarschulstufe (PDF, 45.9 KB)
- ሓበሬታ ካብ አርዚሁንግስ ዲረክሲዮን ካንቶን በርን
- ንትምህርቲ ብቑዕ ሙኻን: ውላድኩም ኣብ መንጎ ክልተን ሽዱሽተን ዓመት ምስ ዝርከብ? ውላድኩም ብዘይ ጸገም ትምህርቲ ክጅምር ምእንቲ ኣብዚ ናይ ሓበሬታ ወረቐት እዚ ኣገደስቲን ዝኾኑ ሓበሬታታት ትረኽቡ።
- ናይ ህዝባዊ ቤት-ትምህርቲ ኣብ ከተማ በርን
- ሃስከ (HSK) - ትምህርቲ ብናይ ኣደ ቓንቓ (ናይ ዓዲ ቓንቓን ባህልን)