Navigieren auf Stadt Bern

Benutzerspezifische Werkzeuge

Content navigation

ቓንቓ ጀርመን ምምሃር

  • ትኬት ንሕሱር ዋጋ ቓንቓ ጀርመን (ቦን)– ሰባት ቓንቓ ጀርመን ንክመሃሩ ከተማ በርን ይሕግዝ። ስለዚ ድማ ከተማ በርን 600 ትኬት ንሑሱር ዋጋ ብነጻ ይዕድል። ሓንቲ ቲኬት ድማ ስጋብ 400 ፍራንክ ዋጋ ይህልዋ። ነዚ ቲኬት ድማ ኣብ 12 ናይ ቓንቓ ጀርመን ቤት-ትምህርትታት ክትጥቀምሉ ትክእሉ። ተወሳኺ ሓበሬታ ድማ ኣብ መርበብ ኢንተርነት(ወብ-ሳይት) ናትና ክትረክብዎ ቲክእሉ: www.bern.ch/deutschbon (ብጀርመን)
  • ሙኪ (Muki) ትምህርቲ ቓንቓ ጀርመን: ኽፍሊ ትምህርቲ ንካልእ ቓንቓ ዝዛረባ ኣዴታትን አብ ናይ መዋእል-ህጻናት ዕድመ ዘይበጽሑ ውላደንን ብሙኪ-ትምህርቲ -ጀርመን ኣቢሉ ቀሊል ዝኾነ ናይ ቓንቓ-ጀርመን ምምሃር ዕድል ይከፍት። (deutsch und verschiedene andere Sprachen)
  • ናይ ኣደ ቓንቓ=ቓንቓ ናይ ልቢ: ምስ ውላድኩም በየናይ ቓንቓ ክትዛረቡ ኸም ዘለኩም ትፈልጦ`ዶ? 
    ኣብዚ ናይ ሓበሬታ ወረቐት እዚ ንእተፈፈላለዩ ቓንቓታት ብዝምለከት መኽሪ ትረኽቡ። 
    (deutsch und verschiedene andere Sprachen)

 

Weitere Informationen.

Zuständige Stelle

Fachstelle für Migrations- und Rassismusfragen Telefon +41 31 321 60 36 neu Asylsozialdienst / +41 31 321 72 00 neu FMR

Fusszeile