ገንዘባዊ (ፊናንስ)
- ናይ ሕክምና ወጻኢታት: ጥሮታን መድሕንን በዓል-ስልጣን ኸተማ በርን (Alters- und Versicherungsamtes der Stadt Bern) ሓበሬታ ወረቐት ኣብ «ምምላስ ናይ ሕክምና ወጻኢታት ብናይ መመላእታ-ኣገልግሎት» («Rückerstattung Krankheitskosten durch Ergänzungsleistungen»)
(ብጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)
- ዕዳ: መርበብ ኢንተርነት (ወብ-ሳይት) ምስ ሓበሬታታት፣ ምኽርን ኣድራሻታትን
(ብጀርመንን ካልኦት ዝተፈላለዩ ቓንቃታትን)