Benutzerspezifische Werkzeuge
ኣብ ናይ ኣሃፋው (ጥሮታ) ዕድመ ትርከቡ? ኣብ ከተማ በርን ትቕመጡ? ሓገዝ ትደሊዩ፣ ንኣብነት ኣብ ናይ ገዛ ስርሓት ወይ ናብ ደገ ምውጻእ ? ነዚ ሓገዝ ክትከፍሎዎ ኣይትኽእሉን? ከተማ በርን ክሕግዘብኩም ይኽእል!
ሓበሬታ
ኦን-ልይን መመልከቲ-ቅጥዒ
ዝሕተም መመከቲ-ቅጥዒ
Fachstelle für Migrations- und Rassismusfragen Telefon +41 31 321 72 00