Navigieren auf Stadt Bern

Benutzerspezifische Werkzeuge

Content navigation

ህጹጽ ጉዳይን ማእከል ኣማኸርቲን

ንፖሊስ ወይ ድማ ንኣምቡላንስ ክትጽዉዑ ኣለኩም? ናይ ጎነጽ ተሞክሮ ጌርኩም ስለዚ ሓገዝ ትደልዩ ኣለኹም? ውልቃዊ ጸገም ኣለኩም? እስኹም ከም መጠን ወለዲ በርቲዑኩምዶ? ኣብዚ ገጽ መራኸቢ ነተን ኣገደስቲ ዝኾና ናይ ህጹጽ እዋን ቁጽርታትን ማእከል ኣማኸርትን ትረኽቡ።

ህጹጽ ኩነታት

  • እቲ ካንቶን በርን ነተን ኣገደስቲ ዝኾና ናይ ህጹጽ ኩነታት ቁጽርታት ብብዙሕ ቋንቋታት ኣብዚ Hallo-Bern.ch ኣስፊሩዎ ኣሎ።

ማእከል ኣማኸርቲ

  • ካንቶን በርን ሓበሬታት ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ከምኡ ድማ ናይ ኣማኸርቲ ማእከል ኣብዚ ይቕርብ እዩ Hallo-Bern.ch. ንሓፈሻዊን ንፍሉይ ኣርእስታትን ዝምልከት ሓደ ሊስታ ትረኽቡ፡ ንምሳለ ሕጋዊ ምኽሪ፣ ካብ ኣድልዎ ምክልኻል፣ ኣማኸርቲ ደቀንስትዮ፣ ወልፊ ከምኡ እውን ካልኦት ኣርእስታት።

Weitere Informationen.

Fusszeile