Navigieren auf Tür an Tür

Benutzerspezifische Werkzeuge

Content navigation

Workshop – ዓውደ መጽናዕቲ

ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ኣብዝሕ ኣቢልኩም ፍለጡ ከምኡ ድማ እስኹም ኣንጻር ዘቤታዊ ጎነጽ እንታይ ክትገብሩ ከም እትኽእሉ ፍለጡ። ኣብ ምዕራብ በርን ምስ ዘለዉ ኣዕሩኽኩም መሓዙትኩም ጎረባብትኹም ወይ ድማ መሳርሕትኹም ብሓባር ኲንኩም ኣብ መጽናዕቲ ብዛዕባ ዘቤታዊ ጎነጽ ተሳተፉ። ሓበሬታ ርኸቡ።

እቲ ዓውደ መጽናዕቲ እንተወሓደ ን 7 ውልቀሰባት ዝተሓሰበ ክኸውን ከሎ ኣብ ሓደ እስኹም ተዳልውዎ ክፍሊ እዩ ዝካየድ። ንሕና እውን ነተን ዓውደ መጽናዕታት ተርጎምቲ ክንቅርበለን ክንፍትን ኢና። ተመዝገቡ ከምኡ ድማ እንታይ ቋንቋ ከም እትዛረቡ ንገሩና። ምሳኹም ኣብ ውሽጢ ዝመጽእ ዘሎ ሰለስተ ሰሙን ክንራኸበኩም ሕጉሳት ኢና። ካብ 7 ውልቀሰባት ዝወሓድኩም እንተኾንኩም ወይ ድማ መአከቢ ክፍሊ ዘይረኸብኩም እንተኾንኩም እውን ምሳና ተራኸቡ። ንሕና ንዓኹም ብሓጎስ ክንሕግዝ ኢና!

Weitere Informationen.

ርክብ:

Tür an Tür (ገዛ ገዛ) – ንሕና ንርኢ ኢና። ኣንጻር ዘቤታዊ ጎነጽ ኣብ እንዳ ጎረባብቲ ዘቕንዔ መደብ።

www.bern.ch/türantür

+41 79 607 43 49

Fusszeile